ሰሜን ኮሪያ ስለምንታይ ኣብዚ ወርሒ ብተደጋጋሚ ሚሳይላት ኣወንጪፋ?

እቶም ሎሚ ሰኑይ ዝተተኮሱ ሚሳይላት ካብ ጥቓ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ፒዮንግያንግ ከምዝተበገሱ ሰራዊት ደቡብ ኮርያ ኣፍሊጡ። ጃፓን እውን ነዚ ኣረጋጊጻ። ...